181 23 Lidingö
08:00 - 13:00
ቤት ጽሕፈት ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ሃገራት ስካንዲናቪያ፡ ንንጹር ሓበሬታን ጽፉፍ ስራሕን ናብ ገጻት መርበብ ሓበሬትኡ ክትበጽሑ ብሓጎስ ይሕብር።
በዚ መሰረት፡ ድሌታት በጻሕቲ ንምምላእ፡ ብኣካል ናብ ቤት ጽሕፈት ብምምጻእን ነዚ መርበብ ሓበሬታ ብምውካስን፥ ኣገልግሎት ቪዛ፡ ፓስ ፖርት፡ ንውክልና፡ ካልእ ምስ ቤት ጽሕፈት ዝተኣሳሰሩ ጉዳያትን ብኣካል ንዝቐርቡን ብቀጥታዊ ሓበሬታ ኢ-ሜይልን (on line) ተቐቢሉ ኣገልግሎት ይህብ።
ቤት ጽሕፈት ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ሃገራት ስካንዲናቪያ ንኹሎም ብኣካልን ብኢ-ሜይልን ንዝመጽዎ ጉዳያት፡ ብዘይካ ንዝምልከቶ ሓታቲ ወይ ኣካል፡ ንካልእ ኣካል ኣሕሊፉ ከም ዘይህብን መሰል ሓተትቲ ወይ በጻሕቲ ናይ ምሕላው ምሉእ ሓላፍነት ከም ዘለዎን ይሕብር።
ተጠቀምቲ መርበብ ሓበሬታና ብምዃንኩም ነመስግን።
Asmara, 18 May 2024 – A photo exhibition organized by the National Union of Eritrean Women ...
Asmara, May 18, 2024 – The Ministry of Labor and Social Welfare has provided six months ...
Asmara, 17 May 2024 – Nationals in Sydney, Australia, celebrated the 33rd Independence Day anniversary with ...
Asmara, 17 May 2024 – Eritrean nationals in the Republic of South Sudan, Germany, Sweden, and ...